New Eritrean Music 2020 | Eritrean Music 2020 | Tigrinia music 2020
Hanaye by Tesfealem Arefaine Korchach - from Album Men zeybilu Zeray
Brand New Tigrinia music -Tesfalem Arefayne - Korchach - Nski Zeyblu
Official social media pages
Facebook - goo.gl/r8PBxf
Instagram - goo.gl/JGMvtZ
Snapchat - Korchach_Music
TikTok - Korchach_Music
Ethiopian Music 2020 | New Ethiopian Music 2020 |
Eritrean Song 2020 | Tigrinia Song 2020 |
East African Music | Ugandan Music 2020
Eritrean Song 2020 | Qorchach | Tesfealem Arefaine
ሃና ሃና የ ካብ ተፈላለና ዝብሎ የብለይን ኩሉ ሎ ኣብ ለልብና እውውውውውውውውው ድኻ ንዱይ ኢሎም ካባይ ኽፈልዩኺ ክጭክኑ ሕሱማት ስድራኺ ድኽነተይ ዕጫይ መዓስ ኮይኑ በላይ እንዱ ሃብቲ እንተ መጹ ኣሕሊፎም ዶ ሂቦምኺ ንኻልእ ባዶ ኾይነ ምንባረይ ዘጽልእ ክጅምረ ንበይነይ ዘረባ ድኽነተይ ገጢመ ክስዕራ ውይይይ ኣይይይይይይ ኣይኣምነን ኣነ ሕልሚ ዱ ጋህዲ ኣይኣምነን ኣነ ሪኤ ክስእነኪ ጸሓይ ኣላ ክብል ክዓርበኒ ምድሪ ፍቕሪ ሽልው ምባል መን መሃሮም ስድራኪ ሃናይይይይይይ ይይይይ በጺሑ ኣኺሉ ሰዊዱ ዳ በልኩ ካብ ስሩ ሚሔሞ ሲኢነ ኣሰሩ ሃናየ ሃናየ ሃና ኣለኹ ዳ በልኩ መርዓኺ ይቖጽሩ ሃናየ ሃናየ ሃናየ ሃና ጭንቕ ጭንቕ ኢለ ምፍልላይ ዋዛ ዶ ምግዳፍ እውይ ምግዳፍ እንከሎ መዓስ እሞ መመዓስ ፍቕሪሎ ጠጥዕሙ ጠጥዕሙ ሃና የ ወለሎ(2) እውይ እውይ እውይ ሃና የ ሃናይ ብድሕረይ ክንደይ ከጥዕመኪ ከም ዘለኽዎ እንዱ ክሓስመኪ ሃና የ ሃና የ ጭንቕ ኢለ እንድየ ኣጽቢበ ዓቕሊ ሃናየ ምስ ጽምዋ በይነይ ዴ ክበሊ ጋል እንተ ኸደት ጋል እካ ዘይትመጽእ መተካእታ የብልክን ንዓኺ ትትክእ ይፈንጣሕ ኢሎም ናይ ዓመታት ፍቕሪ ብዘይ መሕረር ጽንብል ብዘይ ዕሊ ወግዒ ኣኺሉና ዱ በዚ ተፈላሊና ባዕሉ ለና ፈጣሪ ጻዕዳ ይጽናሕኪ በቓ ሃና የ ካብ ተፈላለና ዝብሎ የብለይን ኩሉ ሎ ኣብ ልብና ሃና የ ካብ ተፈላለና ዝብሎ የብለይን ሕሉፍ ኣሎ ኣብ ልብና (2)
😍😍😍😍😍😍👌
Korchachey goyta music
Korchachey goyta music
እዋይ ሃናየ ንድሕሪት መሊሳትኒ እዛ ደርፊ ናይ ቀደም ኣፍቃሪተይ
Waw betami teamti derfi
Best singer korchach ✌👍
Mezkerta aleni eba like habuni qedmi 5 amet beza derfi eye sederay chawe keybelkuwom mexie deqi zegay
ኣዳምን ሄዋንን ኣበይ ተወሊዶም
ሃናየ ካብ ተፈለኽኒ ዝብሎ የብለይን ድኻ እዩ ኢሎም ካባይ ክፎሊኺ እዞም ስድራኺ ክጭኩኑ ተስሰፋኣለም ሃና እኮ ካብ ምሳኻ ሓዳር ምስ ስደተይ ይሕሸኒ ኢላ ኢያ ወሲና ስድራቤታ ኣይኮኑን ፈሌማ ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ ውሽጥና ኣሎ እቲ ሓቒ ግን ሓንቲ ነገር ክሓተካ እቲ ዓላማ እንታይ ንምርካብ እዩ እዚ ኩሉ ግፍዕታት ኣብ ሃና ዝፈጸምክሞ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ንማንኖው እዚኣ ተጋበዘለይ Ethio Tube vlp Access - Jacky Gosee talks about Hana Lalango at his concert - November 28, 2014 እዚኣ ተጋበዚለይ
Zinberika Qorarch eza derfi entay tizker nay hiwetika hakina zanita eya tizkerio do ab juba entay kitblini lab hawika efirem ✌️✌️❤️ beza derfi
ቡሉጹን ዘሑጉስ ስራሕ ኩሉሻዕ ከምሐድሽ እናስተማቀርና ንዛነየሉ 🙏🙏🙏
Selam korchach ab kereba eye tebil derfika kemzi gerka sdedelna eka thanks
መኽየፈይ ከ
Amazing memories 🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Great content I actually enjoyed it alot
😍😘😗😗😗😗😗😚😙
Hana zfetwa derfi qorchach
ቆርጫጨይ ዝያዳ ኩሎም ኩሉ ደርፍታትካ ኣብ ሓደ ምጽዓንካ ጽቡቅ ግን ክሊፕ የብሉን ድዪ ' ከም ዝመስለኒ እዛ ደርፊ ክሊፕ ኔርዋ እዪ ብዝኮነ ክሒስካና ኣለካ "ሃናየ"
Ay lav zis
Zfetwa song 😘😘😘😘😘😘😘😘I love you famous Eritrea song
Eway 8 amet ndihrit temelise ms kebari mehazay(hankish)xemimnala ena eza derfi
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻😍😍😍😍❤️
Korchach the best music 🎶 ngus
I have sister her name is hana i call her hanney aye zbla.azia bshema aye zsemala
Korchach The Best 🍾🍾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Korchach shikor kexilo
Fewsi lebi 😍😍
Btami zefetwa derfi 🥰
Korchach ጹሩይ ከም 🥃🤟🏽
ዝኸበርካ ቆርጫጭ፡ ገጥምን ዜማን ዝሰርሑ ኣሰኒኻ እንተትዝርግሓልና ዝያዳ ምበለጸ ሞ ንሰራሕቱ ከኣ ክብሪ ምኾነ። የቐንየለይ
Eza gitmi nay wedi kada eya bihafesha gin xibuk aleka kemu kigebir neriwa
ልዕሊ ቆርጫጭ ኣድንቀካ ::ኣነ ምስ ሪእቶካ ይሳማማዕ እየ ሓወይ ናተይ
😘😘😘😍