Korchach - Kem Ahwat Nkun | ከም ኣሕዋት ንኹን- Eritrean Music ( Official Audio )
19 dec 2020
82 825 visningar
New Eritrean Music 2020 | Eritrean Music 2020 | Tigrinia music 2020
Kem Ahwat Nkun by Tesfealem Arefaine Korchach - from Album Men zeybilu Zeray
Brand New Tigrinia music -Tesfalem Arefayne - Korchach - Nski Zeyblu
Official social media pages
Facebook - goo.gl/r8PBxf
Instagram - goo.gl/JGMvtZ
Snapchat - Korchach_Music
TikTok - Korchach_Music
Ethiopian Music 2020 | New Ethiopian Music 2020 |
Eritrean Song 2020 | Tigrinia Song 2020 |
East African Music | Ugandan Music 2020
Eritrean Song 2020 | Qorchach | Tesfealem Arefaine
korchach ንበርልና እስከ ጠጥዕሙ ኢካ ትምግበና ዘለካ ጥዕና የሃበካ ፈጣሪ : the great voice always
🥺🥺🥺🥺❤😫
afqaritka zneberet kemey gerkia haftika kitgebra?
💖🎼
ሙዝቃኻ ብጣዕምዩ ማራኽ
ሙዝቃኻ ብጣዕምዩ ማራኽ
Good job
Alem maere indya Maere indya nkulu Gzie dyu hasimu Lomis indelu. Tbl derfi seineya jemea
Crazyyyyyyy Love you man I can’t get enough of your music 😘😘😘🤪
Thanks 🙏🙏🙏
naybhaqey bokrey fqerey nety gze zmxo botay ztekeo teskfkiey hiwnetna aynksero halwatna nthatatet
👌👌
This is fire!!! 🌎 keep up the good work
Meshete festal
Good job❤❤❤always I listing your voice🎧🎧🎧🎧🎸🎷📢🔊🎙🎵🎵🌏🌹🌹🌹🌹
King is back korchichey nay kedmey weduu shukul kebrtey
Wellcome
Korchach...stay away from politics. You are great singer. Dont let those welfare collector use you. Good luck brother
I like your voice nice song,
Very good voice I appreciate you
Traitor-In-Action.
I miss my country Eritrea
whr r u 4m
Are you releasing a new CD? How can I find the original one, I am from Australia 🇦🇺.
Always best
Etom Zeman gtmin zgeberu dea simom du tefieka welas ..... mara ekum tgermu
This song is simply addictive. What an incredible music arrangement. It showers your body and soul with chills as you listen to the melody. You are one heck of a musician...what an amazing voice. A music genius, a crown jewel of eritrea...🇪🇷
You said it all 😘
Thanks for that great work you have done fantastic work I'm proud of you.
U R great korchach!
በጣም አሪፍ ዘፈን ነው 👏👏👏👏
Good job like usual korchachino
Betami xsbuk serah entay kiwexo getmi zema nay men eu xehafelu
Korchach shikor niberelina zihawey
❤❤❤❤
😍😍😍korchach derftatka ktietwo jemirka
Korchach ma bro please like my comment I love you and your songs xx 😍
Waww good job Qorchach💚
Korchach wedi gezawetey. Nice job as always.
Kmy ile ezny kaxu be kurchach dia!!! Edmen tenan kbur hawena❤❤❤
Nice song brother
Korchach arkey ezi nay feqre kemi belo yeaklka u zedrfikay hiji ny HGDF negbar
Bizaeba Hager zeytderif ata seb.huruma huruma mewaelka derifika
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
The story behind the song is highly painful......it's really painful. But life is like that......
Korchar abo haki
😘🌏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💓💓💓
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Korchachino bulutsey ❤❤❤❤❤
Korchach lovely aur lovely singer😍👍👍👍
🤦♂️🤦♀️🤦♀️🤦♀️🤦♀️🤦♀️🤦♀️🤦♀️
Nebari derfi ndref kulu gze nebari ms gze zeykyer Toll
Kem Ahwat nkun. zsemamae like ygber
ከምዚ ዓይነት ደርፊ ልቢ ዩ ሰማዒ
ም ገ ዓ ር --------------- ደቂ ጸላምን መናፍስቲ "ሲኦልን" ጸሊም ዕምባባ እናነጸጉ ክቕበልዋ ምድላዋቶም ከም ዘጻፈፉ ዝተረድአት ቃኤላዊት ጃንዳ ወያነ፡ ናይ ኣድጊ ጭርሖ ተሓንጊጣ "ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆል!" ክትብል ጀሚራ'ላ፡ "ዝግ ድሕሪ ዋንጫ! እዛ ንልዕሊ ክልተ ዓማውቲ "ኣሕዋት ኢና!" ዝብል መዝሙር ኣሽካዕላል ዝዘመረት ጭፍራ፡ ናይ ሕውነታ ሓዊ ከም ገጸ-በረኸት ንህዝቢ ኤርትራ ኣበርኪታትሉ'ላ። ነቶም ኣብ "ኣብ ጎና ደው ኢልና ኣለና" ዝበልኩም ምግዱራት ካኣ፡ "መርገጺኹም ብዘየገድስ ሓውኹም/ጓህርኹም/ ተቀበሉኒ" ኢላትኩም ኣላ። ዕላማ'ዚ ብሰንዓፈ ጀሚራ ናብ ኣስመራ ዘልሓመቶ ደብዳባታ ክልተ'ዩ። 1ይ. ስዕረታ "ኣሜን" ኢላ ክትቅበል ምዃና ስለ ዝነጸረላ፡ "ምስዓር ምስዓሩስ በቶም ዝፈጠሩኒ/ብ"ሻዕብያ/ ይዂነለይ" ብምባል ነቲ ዘይተርፍ ጽዋዕ ሞታ፡ መመኽኔታ ክትገብረሉ ዝዓለመ'ዩ። 2ይ. እቲ ካልኣይ ካኣ፡ ሒግግ ኢልካ ለሚንካ ንመንግስቲ ኤርትራ ናብቲገዛእ ነብሳ ክትቀልወሉ ዝወልዓቶ ኲናት ዓዲማ ፡ ኣቃልቦ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ክትረክብ'ሞ፡ "ገለ ጸቕጥን ሓይልታት ዓቀብቲ ሰላምን እንተተረኽበስ፡ ገለ ፍታሕ ዶኾን ይረክብ ይኸውን?" ዝብል ምዉት ትጽቢት'ዩ። መኽኒያቱ፡ ንኣውያታን ቊዘምኣን ዝሰምዕ ኣእዛን ከም ዘለየ ከም ጽሓይ ረፋድ በሪሁላ'ዩ። "እቲ ጎንጺ ውሽጣዊ ኩነታት ኢትዮጱያ'ዩ" ብምባል፡ ኣድህቦ ስለዝተሳእነ'ያ ንኤርትራ ተዃቲኽካ ኣብ'ቲ ኲናት ንምዕዳም'ዩ ዕላማ'ዛ ቃኤላዊት ጉጅለ። እቲ ዝገርም ነገር ናይ'ዛ ጃንዳ ዘይኮነ፡ ብተግባር ናይ'ዛ ጃንዳ ዝግረም ሰብ'ዩ። ኣብ ኣፍንጭኣ ተወቲፉ ምስትንፋስ ንዝኸልኣ ሰራዊት ፈደራል ሓዲጋ፡ ናብቲ"ንኽልተ ዓመታት መመላእታ "ሓወይ" ዝበለቶ ህዝቢ ኤርትራ ሓዊ ምትኳሳ፡ ዘገርም ኣይነበሮን። እዛ ጓሕናቕ ጉጅለ፡ ዓቕማ ዘፍቅዶ ዘበለ፡ ጸይቂ ካብ ምፍጻም ሰም ከምዘይትብል ዘይኣምን ሰብ እንተልዩ፡ ንሳ ዘይኮነትስ ንሱ'ዩ ዘደንጹወልካ! በብእዋኑ ንውሽጣን ደጊኣን ዝምልከት ጣባይን ባህርን'ዛጭፍራ ጽሒፍናልኩም ኢና። ዝለመሰ ኣእምሮን ኣካልን ግን፡ ቆንጢኻዮ ኣይኮነን ምስማር ኣእቲኻሉ'ውን "ሃይ" ዝብል ኣይኮነን። ድሕሪ ደብዳብ ሰንዓፈ ሕጂ ካኣ ኣስመራ፡ በብቊሩብ ቀልቦም ዝበራብሩ ኣሕዋት ንርእይ ኣለና። ብኡ መጠን'ውን ንስድራቤቶም ስለዝደብደብሎም ዝዕልሉ ዑዙማት 'ውን ንዕዘብ ኣለና። "ባይቶኹም'ምበር ባይቶ መን'ሞ ፈሪሱ" ድዩ ዝበለ ዳራፋይ? ሕቶ ክህልወካ፡ ርእይቶ ክህልወካ ክትነጽግ ይኹን ክትቅበል ንቡር ተርእዮ'ዩ። ዓሳ ግን፡ ምሕደራ ባሕርን ውቅያኖስን ስለዘይማእምኦ፡ ማያት ባሕርን ውቅያኖሳትን ክነጽፍ ኣይምህለልን'ዩ! ከም'ቲ "ዘይሓዊ ሕሙምሲ ኣጉለ ሓጋይ ይእዝዝ!" ዝተባህለ፡ ኣብ ደረጃ ምግዓር ዝርከብ ሰብ፡ "ኣንታ ከመይ ኣሎ!" ኢልካ ምስ እትሓተሉ። "ከላእ ተስፋ የብሉን 'ይገዓር'ዩ ዘሎ!" ኢሎም'ዮም ዝምሉሱልካ። ኣብ ደረጃ ምገዓር ዝበጽሐ ሕሙም፡ ዝብሎ ይኹን ዝገብሮ ዝፈልጥ ኣይኮነን። እዛ ግናይ ጃንዳ ትግዓር ስለዘላ፡ ትኽእሎ ዘበለ ጸይቂ እንተፈጸመት'ምብኣር ዝግረም ሰብ የለን። መንግስቲ ኤርትራ ግን፡ ተለሚኑ ናብ ድሌት'ዛ ግናይ ጭፍራ ክኣቱ ከምዘይኮነ ብትዕግስቱ የርእያ'ሎ። ድሌት'ዛ ትማሊ...ትማሊ ፡ "ህዋሓት ረሲዕዎ'ሎ ኣነንያ ረሲዕዎ'ሎ!" ትብል ዝነበረት ጃንዳ፡ ሓዊ ወርዊራ፡ "ህውሓት ዘኪርዎ'ሎ! ንማሌ ትዝ ኢልዋ'ሎ!" ክትብል በቂዓ'ላ። ኣብ ብርኩታ እምኒ ከምዘሎ ዘይፈለጥናዮ ኣይነበርናን። መኽኒያቱ፡ ምስ'ዛ ጭፍራ ተፋሊጥናን ተማሊጥናን ኢና። እቲ ዘሕዝን ተግባር'ዛ ጭፍራ ካኣ፡ እቲ ቀንዲ መልእኽቱ ፡ ንህዝቢ ትግራይ ዘይሃስስ...ዘይበርስ...ዘይሕከኽ... ዘይዕረቕ! ዘልኣለማዊ ደም ክተኽለሉ'ዩ መደባ። መንግስቲ ይኹን ህዝቢ ኤርትራ ግን፡ ብናይ ጉድጓዶም እና ኣማዕደዉ ኣብ ኣፍ ሞት ኮይኖም ናይ ዝግዓሩ ተግባራትን ውሳኔታት ጠላሕ ዝብሎ ኣይኮነን ረዚን'ዩ ። ረዚን ከም ከም እምባ! ሓደ ትንፋሱ ክትሞልቆ ዝደለየት ተጻዋታይ ኩዕሶ'ሲ፡ ብድኻም ምስ ተዋልአ፡ መታን እቲ ዳኛ ብቀይሕ ክሰጎ'ሞ ከዕርፍ ደልዩስ፡ ተዳጋጋሚ ፋወል ክገብር እንከሎ እቲ ዳኛ ይዕዘቦ'ሞ ፡ ሓሳቡን ድሌቱን ካኣ ቆብ የብሎ፡፡ብጫ ይኹን ቀይሕ ከይሃበ ስቕ ኢሉ ይርእዮ። ሽዑ'ቲ ተጻዋታይ ሕሉፍ ሓሊፍዎ ነቲ ዳኛ ነውራም ጸርፍታት ከዝንበሉ ይጅምር፡፡ እቲ ዳኛ ካኣ ጎኒ ጎኑ እናጎየየ፡ "ሕርር ዳኣ በል ክሳብ ባዕልኻ ወዲቕካ ትዝርጋሕ ኣይሰጎካን'የ!" ስለዝበሎ፡ ተጻዋታይ ኣብ ማእከል ሜዳ ብድኻ ተዋሊኡ ተዘርግሐ። እዛ ጭፍራ ካኣ ባዕላን ብደቂ ዓዳን ክሳብ ተዘርጊሐ ትግነዝ፡ ሰራዊትና ንህቢ ሓንቲ ዓረር ኣየንትጎላን'ዩ። ዕድሚኣ ዕድመ ክርቢት'ዩ። ግደፍ ኣብ ደገ ዘሎስ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ኤርትራዊ'ውን ኣየርክበላን'ዩ! ብኣግኣ ጸሊም ዛንታ ሓዲጋ ናብ'ቶም ጸሊም ዕምባባ ክነጽጉላ ተዳልዮም ዘለዉ ስኤላውያን ክትምርሽ ስለዝኾነት።
Please ኩሉ ደርፍታትካ ኣእትዎ ቆርጫጭ
Korchach jigna
Ata sebay mexikakey do my best favourite one 1⃣ ika nay baaa mglexi yeblyin beqa
You are really unique from others.people are expecting extra ordinary work from legend living artist korchach
ናይበሓቂ ደራፊ
ቆርጫጭ እዛ ናይ 2013 ኣልቡምካ ብጣዕሚ እያ ብልጽቲ ከምዚ ዓይነት ህዱእ ደርፊ ብእዝኒ ዘይኮነ ብልቢ ዝስማዓ ካባካ ተጽበይቲ ኢና የቀንየለይ።👌🌟🌟🌟🌟🌟🎁❤️
@kidane hadgu ow I was confused thank you.
@Sami gebreal malet ab 2013 ab ta zyada million tbl neberet album 1 ezia ya.
What do you mean 2013
😢😢😢💔💔💔
Korchach selam selam
The one i need it song
Ezi Agamee dea alo dyu entay da tehanqet derho teimu ke
Please leave a music ur music is very bad .......u r fall down
You must be deaf
Amazing 💖💖
My idol
You’re voice is always amazing my bro I love it .
Respect this is special thanks
ከም ኣሕዋት ንኹን ምዓስ ሰለም ኣቢለ 🌙 ምዓስ ልዋም ድቃስ ረኺበ ኣይቀሰነን ጎነይ ዊዒሉ ሓዲሩ መሊስካ ትረድኦስ ኣይትሕደግ ነገሩ! 🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤 ከመይ'ከ ሸለል ክብሎ ነገር ሓዳር ኪዳን ኮይኑ እምበር ሓሲሙኪ ሂወት እንዳ ርኣኹኺ ከመይ'ለ ስቕ ክብሎ ሑሉፍ እንድዩ ኢድኪ 🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵🎵 ብሓይሊ ስክፍታ ዋላ ተቕበጽክኒ ሕሉፍ ንዘይ'ርሳዕ ምሕጽታኺ'ሎኒ ኣነስ ሰሚሩለይ ናብራ'ዃ ፈቲነ 👪 ናይ👉 ናትኪ'ዩ ቓንዛይ ንቡር ዝስኣነ ዋጋ የብሉን ሓፍተይ ተራጊጽካ ምሕላፍ ንቕምታ'ዩ ሃይንታ ምትራፍ ኣንቲ ናይ ቀደመይ ቦኽሪ ዓይኒ ፍቕሪ ምኽኣል ኣቢኒ ገለ'ንዶ በሊ 💁 🎷🎷🎷🎷🎷🎷🎷🎷🎷 መፍቶ ወረ ኣይንኹን መኽፈቲ ኣፍ ሰባት 👂 መልክዕ እኮ'ለዎ ዋላ ምስንባት 👀👀 ከም ዝሓሰብካዮ ከም ትደልዮ ኩሉ ይሰምር ዶሞ ኮይኑ ልቢ እንተ ኣርሓቕና ኣካል ግና ኣይንፍለ ጓና ኣይዂን ፍቅሪ ከም ይሕዋት ንላለ ካብ ዘይኮነልና'ወ 🙊 የለን ዝብል ዓገብ 💁 ሓፍተይ ንቀራረብ👫 ኡዋሃሆሀይ ኣሃየይ እዋሃይይይ 🎻🎻🎻🎻🎻🎻🎻🎻 ምዓስ ሰለም ኣቢለ ምዓስ ልዋም ድቃስ ረኺበ ኣይቀሰነን ጎነይ ዊዒሉ ሓዲሩ መሊስካ ትረድኦስ ኣይትሕደግ ነገሩ! 🌙🌙🌙🌙🌙🌙🌙🌙🌙🌙 ጽሓይ ምስ ዓረቦ ምስ ጸመዎ ፍቕሪ❤ ሕጊ የብሉን ፍትወት ይውስን'ባ ሃውሪ ከምዚ ክትኮኒ'ለ ምዓስ ሓሲበዮ ዝጸመወ ልበይ ኪዳን ኣምሒለዮ ዝኾነስ ኮህኑ'ሎ ይስፋሕ ልቦናኺ ኣነ ግና ኣለኹ ኣብ ጎንኺ 💪 በጃኺ ኣቕስንኒ ሓለዋት ኣይንኹን ንመኻኸር ከም ይሕዋት ንኹን 🎧🎧🎧🎧🎧🎧🎧🎧🎧🎧 መፍቶ ወረ ኣይንኹን መኽፈቲ ኣፍ ሰባት ጣዕሚ'ኮ ይደሊ'ዩ ዋላ ምስንባት ከም ዝሓስብካዮ ከም ትደልዮ ኩሉ ይስምር ዶ ኮይኑ 💁💁💁💁 ልቢ እንተ ኣርሓቕና ኣካል ግና ኣይንፍለ ሕራይ ፍቕርስ ድሓን ከም ይሕዋት ንላላ ካብ ዘይኮነልና'ወ የለን ዝብል ዓገብ ንዒ ንቀራረብ ሓፍተይ ንቀራረብ እወ ንዘራረብ ንዒ ንቀራረን ኡሁሁይ እዋይይይይይ 💪💪💪💪💪💪💪💪
Korchach, incredible timeless lyrics 🎧💯🥰🎧🎷💕
Korchach w hizbi xebuk sirah kemkedemka Ajeka kexilo !!♥️♥️👍👍🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come star eritrea ❤️❤️❤️🌟🎉. Nay bhaki tium dimxi
Number one Eritrea singer is korchach 😘😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👍👍
እንቃዕ ደሓን መጻካ ቆርጫጭ ስሑል ጎሮሮ ቆርጫጭ ትፈቱ አስከ Like
Korchach love 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Korchachey beal tum dmxi
You are the best one 👍🏼👍🏼👍🏼
Korchach hawey kem kemey dika anbesa hawey
Korchach Nay mudey Ata asli
Haswi
Amen🙏u too bro
Thanks korchach..for your sharing your lovliy songs!!!
betaemi zefetwo derafy
ቆርጫጭ ዝፈቱ እስከ I love you
Korchach natey welcome back😍❤🙏🏼😘
asli natey
Korchach hje rekibkani 💔
Kkkk habibi
Great job love it
KOrchach 🇪🇷❤🙌
ግራንደ ቆርጫጭ
Ayneyyyyyyyyyyyy❤❤❤❤❤🔥🔥🔥💯💯💯💯💯💯💯💯
Well come korchach 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍
Well come wwwwቆርጫጭ
👍🌹🙏
Wow korchachey keme kedem anbesa More Love I Respekt you bro @&
Korchachey konjo 😍
🇪🇷🇪🇷❤️💛❤️💛🙏
Korchachey ****Hariru Elemo Fkrna** tble sdedelna p/s.
Asmirela aleku
Not good as you do before